ብኸመይ ዜሐጕስ ሓድሽ ህይወት ከም ዝጀመርኩ ኣጻውት ብኸመይ ዜሐጕስ ሓድሽ ህይወት ከም ዝጀመርኩ ሰርጌ ኻብ ቍልዕነቱ ጀሚሩ ሓፋርን ሓሳቡ ኺገልጽ ዘይክእልን እዩ ነይሩ። ዕላማ ህይወት ምእንቲ ኺርዳእ ኣምላኽ ኪሕግዞ ድማ ጸለየ፡ ጸሎቱ ድማ ድሕሪ ኽልተ ሰዓት ተመለሰ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ሞተይ እምነ ኣለኹ—ርእሰይ ክቐትል ክሓስብ ከለኹ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ኪሕግዘኒ ይኽእልዶ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ሞት ንእተመነየ ሰብ እንታይ ግብራዊ ምኽሪ ይህቦ፧ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ደጊም ብገዛእ ርእሰይ ኣይሓፍርን እየ ኢዝራኤል ማርቲነዝ ነቲ ዚስምዖ ዝነበረ ስምዒት ትሑትነት ኪዋጽኣሉን ንገዛእ ርእሱ ኣኽብሮት ኪህልዎን ዝኸኣለ ብኸመይ ምዃኑ ፍለጥ። መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ኣብ መወዳእታ ምስ ኣቦይ ሓደ ዄንና ረኔ ስለምንታይ ሓሽሽ ክወስድን ኣልኮላዊ መስተ ኼብዝሕን ከም ዝጀመረ፡ ካብዚ ድማ ከመይ ገይሩ ናጻ ኸም ዝወጸ ፍለጥ። መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ኣብ ጐደናታት እሓድር ነይረ እቲ ዓመጽን ሓሽሽን ምብዛሕ ኣልኮላዊ መስተን ዝመልኦ ህይወት ኣንቶንዮ፡ ህይወት ዕላማ ኸም ዘይብላ ገይሩ ናብ ምሕሳብ መርሖ። ንኣተሓሳስባኡ ዝቐየሮ እንታይ እዩ፧ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ነዚ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ ፈትኖ ብሓገዝ ናይ ብሕቲ መምህር ብናጻ እትምሃረሉ ኣሳታፊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ሕተት። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ብኸመይ ዜሐጕስ ሓድሽ ህይወት ከም ዝጀመርኩ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ብኸመይ ዜሐጕስ ሓድሽ ህይወት ከም ዝጀመርኩ ትግርኛ ብኸመይ ዜሐጕስ ሓድሽ ህይወት ከም ዝጀመርኩ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/501000015/univ/art/501000015_univ_sqr_xl.jpg ijwcl ዓንቀጽ 32