ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣንድረይ ነስማችኒ፦ ኵዕሶ እግሪ ህይወተይ እዩ ነይሩ

ኣንድረይ ነስማችኒ፦ ኵዕሶ እግሪ ህይወተይ እዩ ነይሩ

ኣንድረይ ኵሉ እቲ ኽበጽሖ ዝደልዮ ዝነበረ ሸቶ ምስ በጽሐ፡ እተፈላለየ ጸገማት ኣጋጠሞ፣ ትርጉም ህይወት እንታይ ምዃኑ ድማ ኬተሓሳስቦ ጀሚሩ። መልሲ ሕቶኡ ድማ ብዘይ ተጸበዮ መገዲ እዩ ረኺብዎ።