ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ትሕቲ ፈተና እሙናት

ቃል ኣምላኽ ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ትሕቲ ፈተና እሙናት ኪዀኑ ብኸመይ ከም ዝሓገዞም ርአ።

ጁኽ ዝሕብሩ ስሉስ ኵርናዕ ዝመለለይኦም

ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ዚምህሩ መምህራን ብዛዕባ ግዳያት መዳጐኒ ደንበታት ስርዓት ናዚ ኺምህሩ ኸለዉ ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ከይጠቐስዎም ዘይሓልፉ ስለምንታይ እዮም፧

ጁኽ ዝሕብሩ ስሉስ ኵርናዕ—እንዳ ኩሰሮው

ብግዜ ስርዓት ናዚ፡ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ቤት ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ኣብ እምነቶም ብኸመይ ከም ዝጸንዑ ርአ።

ናይ የሆዋ መሰኻኽር—ኣብ ትሕቲ ተቓውሞ ጽኑዓት

ኣብ ትሕቲ ስርዓት ናዚ ኣብ ጀርመን ዝነበሩን ኣብ ሕብረት ሶቭየት ዝነበሩን ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ኣብ ትሕቲ ኸቢድ መስጐጕቲ ብኸመይ ኣብ እምነቶም ከም ዝጸንዑ ርአ።

ወተሃደር ክርስቶስ ክኸውን ቈሪጸ

ዲሚትሪየስ ሳራስ ኣንጻር ብጾቱ ኺዋጋእ ፍቓደኛ ስለ ዘይኰነ ተኣሲሩ እዩ። በዚ ምኽንያት እዚ ኸቢድ ፈተናታት እኳ እንተ ኣጋጠሞ፡ ንኣምላኽ ወዲስዎ እዩ።

ካብ እሱራት ተማህረ

ሓደ ሰብኣይ ኣብ ኤርትራ ተኣሲሩ ኸሎ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከምቲ ዚምህርዎ ዀይኖም ከም ዚመላለሱ ብዓይኑ ረኣየ።

ደብዳበ ኣብ ትሕቲ ማሽን መሕጸብ ክዳውንቲ

ሓንቲ ኣደ ንደቃ ብዛዕባ ሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ እትምህረሉ ሜላ መሃዘት።

ንእተቘጥዑ ኣቕሽሽቲ ልእመት ኣርእዮምዎም

መጽሓፍ ቅዱስ ዜቘጥዕ ነገራት ኬጋጥመና ኸሎ እውን ልኡማት ክንከውን የተባብዓና እዩ። እዚ ምኽርስ ብሓቂ ይዓዪ ድዩ፧

ምስ ኣምላኽን ምስ ኣደይን ኣብ ዘሎኒ ርክብ ሰላም ረኺበ

ሚቺዮ ኩማጋይ ንኣቦታታ እተቕርቦ ኣምልኾ ምስ ሓደገቶ፡ ኣብ መንጎኣን ኣብ መንጎ ኣዲኣን ጋግ ተፈጢሩ። እሞኸ ሚቺዮ ኸመይ ገይራ ሰላም ክትረክብ ክኢላ፧