ብምድህሳስ ምንባር ኣጻውት ብምድህሳስ ምንባር ጄምስ ርያን፡ ጽሙም ኰይኑ እተወልደ፡ ጸኒሑ ኸኣ ዓይነ ስዉር ዝዀነ ናይ የሆዋ ምስክር እዩ። ሳላ ሓገዝ ስድራ ቤቱን ጉባኤኡን፡ a ካብቲ ዝሰኣኖ ነገር እቲ ዝረኸቦ ኸም ዚበዝሕ ዚስምዖ ስለምንታይ ምዃኑ ርአ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ a ጄምስ ኣብ ስድራ ቤቱ ንሱ ጥራይ እዩ ናይ የሆዋ ምስክር። እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ጸገማት ምጻር ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣካላውን ኣእምሮኣውን ጥዕና ሰላምን ሓጐስን እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ተመክሮታት ጸሎት ሓንቲ ዓይነ ስዉር ተመሊሱ ሚንጅያ ናይ ሓቂ ክርስትያናት ክትረክብ ጸለየት። ጸሎታ ኸም እተሰምዐ ዀይኑ እተሰምዓ ስለምንታይ እዩ፧ ዕዮ ሕትመት ኣብ ኣፍሪቃ ዚርከቡ ዓይነ ስዉራን ይሕገዙ ኣብ ማላዊ ዚነብሩ ዓይነ ስዉራን ብብረይል ቺቸዋ ንእተዳለወ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ዘለዎም ሞሳ ይገልጹ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ብምድህሳስ ምንባር ተመክሮታት ብምድህሳስ ምንባር ትግርኛ ብምድህሳስ ምንባር https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502015515/univ/art/502015515_univ_sqr_xl.jpg