ዕዮ ህንጸት
ኣብ ናይጀርያ 3,000 ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ተሃኒጹ
ኣብ ናይጀርያ ኣብ እተኻየደ ህንጸት ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ እተኸፍተ ሓድሽ ምዕራፍ ንምኽባር ፍሉይ ኣኼባ ተገይሩ። ካብ 1920ታት ንነጀው ብዛዕባ ዝነበረ ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዚገልጽ ሓጺር ታሪኽ ቀሪቡ ነይሩ።
እዋናዊ ምዕባለታት ዎርዊክ #2
ካብ እተፈላለየ ዅርናዓት ዓለም ዝመጹ ወለንተኛታት ነቲ ናይ መጻኢ ቐንዲ ቤት ጽሕፈት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንምህናጽ ብሓባር ይዓይዩ።
ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብዶባት ከይተደረቱ ይሃንጹ
ሓድነት ዘለዎም ህዝቢ የሆዋ፡ ሃገራዊ ዶባትን ባህልታትን ቋንቋታትን ንዜምጽኦ ዕንቅፋታት ሰጊሮም፡ ንውዳሰ የሆዋ ዚኸውን ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽን ካልእ መሳለጥያታትን ይሃንጹ።
ኣብ ጫካ ኣማዞን ሓድሽ ኣዳራሽ ዓብዪ ኣኼባ ተሃኒጹ
ገሊኦም ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ኣብዚ ኣዳራሽ ዓብዪ ኣኼባ ኣብ ዚግበር ዓበይቲ ኣኼባታት ምእንቲ ኺካፈሉ ብጃልባ ንሰለስተ መዓልቲ ይጐዓዙ እዮም።
ስራሕ ኪውሃቦም ደኣ እምበር፡ ኪኽፈሉ ኣይሓትቱን
ኣብ ዝሓለፋ 28 ዓመት፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ 120 ሃገራት ህንጻታት ንምህናጽ ብዘይ ክፍሊት ክእለቶምን ግዜኦምን ወፍዮም እዮም። ብዛዕባ እዚ ፍሉይ መደብ ህንጸት ዝያዳ ተምሃር።
ተቘጻጻሪ ድሕንነት ንናይ የሆዋ መሰኻኽር ንኢድዎም
ኣብ ኣውስትራልያ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ህንጸት ብዛዕባ ድሕንነት ጥንቁቓት ብምዃኖም ተናኢዶም።
ዓለምለኻዊ ቐንዲ ቤት ጽሕፈት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኪግዕዝ ተወሲኑ
ዓለምለኻዊ ቐንዲ ቤት ጽሕፈት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ካብ 1909 ኣትሒዙ ኣብ ብሩክሊን፡ ኒው ዮርክ ድሕሪ ምጽናሑ፡ ስለምንታይ እዮም ዜግዕዝዎ ዘለዉ፧
ክሳዕ ሕጂ ሓደ ሽሕ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ተሃኒጹ
ኣብ ፊሊፒንስ ዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ኣብቲ ፍሉይ መደብ ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ታሪኽ ሰሪሖም እዮም።
ሓጻር ቪድዮ፦ ቀንዲ ቤት ጽሕፈት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንምግዓዝ እተገብረ መደብ
ቀንዲ ቤት ጽሕፈትና ናብ ሓደ ኣብ ክፍለ ሃገር ኒው ዮርክ ዚርከብ ቦታ ንምግዓዝ እተገብረ መደብ ርአ።
ንሓደ ሚልዮን ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዚኸውን ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ
ካብ 1999 ኣትሒዙ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ልዕሊ 5,000 ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ መክሲኮን ካልኦት ሸውዓተ ሃገራት ማእከላይ ኣመሪካን ሃኒጾም እዮም። ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘይኰኑ ሰባት ኣብ ከባቢኦም ንእተሃንጸ ሓድሽ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ኪርእዩ ዚህንጠዩ ስለምንታይ እዮም፧