ዕዮ ሕትመትና

ዕዮ ሕትመት

ሓድሽ መጽሓፍ ቅዱስ ምድላው

ትርጉም ሓዳስ ዓለም ብኸመይ ከም እተዳለወ ርአ። ነዚ ጽቡቕን ሓድሽን መጽሓፍ ቅዱስ ንምድላው ብዙሕ ግዜን ገንዘብን ጻዕርን ዝፈሰሶ ስለምንታይ እዩ፧

ዕዮ ሕትመት

ሓድሽ መጽሓፍ ቅዱስ ምድላው

ትርጉም ሓዳስ ዓለም ብኸመይ ከም እተዳለወ ርአ። ነዚ ጽቡቕን ሓድሽን መጽሓፍ ቅዱስ ንምድላው ብዙሕ ግዜን ገንዘብን ጻዕርን ዝፈሰሶ ስለምንታይ እዩ፧

ኣብ መክሲኮን ማእከላይ ኣመሪካን ዚካየድ ዕዮ ትርጉም

ኣብ መክሲኮን ማእከላይ ኣመሪካን ዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ሕታማት ንቛንቋታት ማያ፡ ናሁትል ከምኡ ድማ ሎው ጀርመንኛ ናብ ዜጠቓልል ልዕሊ 60 ቛንቋ ዚትርጉሙ ስለምንታይ እዮም፧

ኣብ ኣፍሪቃ ዚርከቡ ዓይነ ስዉራን ይሕገዙ

ኣብ ማላዊ ዚነብሩ ዓይነ ስዉራን ብብረይል ቺቸዋ ንእተዳለወ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ዘለዎም ሞሳ ይገልጹ።

ሰባት ብዛዕባ ኣምላኽ ኪምሃሩ ዚሕግዝ ዓለምለኻዊ ዕዮ ሕትመት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ኣብ መላእ ዓለም፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጽሑፋት ብኣስታት 700 ቛንቋ ዚሓትማ 15 ናይ ሕትመት መሳለጥያታት ኣለዎም።

ብስእልታት እትምህር ዓለምለኻዊት ብሮሹር

እዛ ንኣምላኽ ስምዓዮ ዘርእስታ ብሮሹር ኣብ መላእ ዓለም ንዚርከቡ ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ ኣምላኽን መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስን ኪፈልጡ ሓጊዛቶም እያ። ገሊኦም ሰባት ብዛዕባ እዛ ብስእልታት ዝወቀበት ብሮሹር እንታይ ከም ዝበሉ ኣንብብ።

ኣብ ኣይርላንድን ብሪጣንያን ዚነብሩ ሰባት ብቛንቋኦም ይብሰሩ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ኣይርላንድን ብሪጣንያን ንዚነብሩ ሰባት ብቛንቋኦም ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኬበስርዎም ኣበርቲዖም ይጽዕሩ ኣለዉ። ሰባትከ እንታይ ምላሽ ሂቦም፧

ብብዙሕ ቋንቋታት ዚዝመር መዝሙር

ግጥምታት መዝሙር ናብ ብዙሕ ቋንቋታት ምትርጓም ዘለዎ ብድሆታት ኣንብብ።

ኣብ ኮንጎ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋት ምብጽጻሕ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቶም ኣብ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ዚነብሩ ሰባት፡ መጽሓፍ ቅዱሳትን መጽሓፍ ቅዱሳዊ ጽሑፋትን ንምብጽጻሕ ኣብ ወወርሒ ነዊሕ ጕዕዞ ይገብሩ እዮም።

ብኣማእታት ቋንቋታት ዚትርጐም ቪድዮታት

እታ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ዘርእስታ ቪድዮ ዳርጋ ብ400፡ እታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ድማ ብልዕሊ 550 ቋንቋ ተተርጒመን እየን። ብቛንቋኻ ኽትርእየን ትኽእል ኢኻ።

ንጽሑፍ ዜጸብቕ ስእልታት ዚሰኣለሉ መገዲ

ሰኣልትና ንሕታማትና ዜጸብቕን ነቲ ጽሑፍ ማራኺ ዚገብርን ስእልታት ዚስእሉ ብኸመይ እዮም፧

ኣንበብትና ንሓደ ፍጻመ ብኣእምሮኦም ኪስእልዎ ዚሕግዝ ስእልታት

መብዛሕትኡ ጽሑፋት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንትሕዝቶኡ ዚገልጽ ሕብራዊ ስእልታት ዝሓዘ እዩ። ቀደም ግና ከምኡ ኣይነበረን።

ግምቢ ዘብዐኛ —መዳርግቲ ዘይብሉ መጽሔት

ግምቢ ዘብዐኛ ብልዕሊ 250 ቋንቋታት ይዝርጋሕ። ብዛዕባ ኻልእ መጽሔታትከ እንታይ ኪብሃል ይከኣል

ኤስቶንያ ንሓደ “ዓብዪ ዕማም” ኣሞጊሳ

ብኤስቶንያኛ እተዳለወ ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ኣብቲ ኣብ ኤስቶንያ ዚግበር ናይታ ዓመት ስርሓት ቅያ ቋንቋ ዚብሃል ሽልማት ኪወዳደር ብ2014 ተሓጽዩ።

ብቐሊሉ ዘይኣርግ መጽሓፍ ቅዱስ

ብ2013 እተኸለሰ ትርጉም ሓዳስ ዓለም ውቁብን ብቐሊሉ ዘይኣርግን እዩ።

ንኣምላኽ ዚውድስ ሓደ ዘመን ዘቝጸረ ሙዚቃ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንመዝሙራት ኣብ ኣምልኾኦም ብኸመይ ተጠቒሞምሉ፧

ብሓንቲ ኢድ ክትስከሞ እትኽእል ቤተ መጻሕፍቲ

JW Library ዓሚቝ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምግባር ዜኽእል ናጻ ኣፕሊኬሽን እዩ።

ብቛንቋ ኣደ መጽሓፍ ቅዱስ ንምድላው እተገብረ ጻዕሪ

ትርጉም ሓዳስ ዓለም ኬንብቦ ንዚደሊ ዘበለ ሰብ ብዘይ ክፍሊት ይዕደል እዩ።

ሓጻር ቪድዮ፦ ሕትመት መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ጃፓን ዚርከብ ቤት ማሕተም፡ ኣብ ምሉእ ዓለም ዚዝርጋሕ መጽሓፍ ቅዱሳት ብኸመይ ከም ዚሓትም ርአ።

ሓጻር ቪድዮ፦ ግምቢ ዘብዐኛ—ካብ 1879 ኣትሒዛ እትሕተም

እታ ብብዝሒ እትሕተመሉ ቕዳሓት ቀዳመይቲ ዝዀነት መጽሔት፡ ኣብ ታሪኻ ኸመይ ትመስል ከም ዝነበረት ርአ።

ብድምጺ ኣማእታት ኣንበብቲ እተቐድሐ ብናጻ ዚርከብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ቅዳሕ ኣውድዮ እቲ ብ2013 ተኸሊሱ ዝወጸ ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ገጸ ባህርያት መጽሓፍ ቅዱስ ብእተፈላለየ ድምጺ ኪቕዳሕ እዩ።

ነቲ “ቕዱስ ቃል ኣምላኽ” ንምትርጓም ሕድሪ እተዋህቦም—ሮሜ 3:2

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ዝሓለፈ ዘመን እተፈላለየ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ኪጥቀሙሉ ጸኒሖም እዮም። ብዘመናዊ ቛንቋ እንግሊዝኛን ብኻልእ ቋንቋታትን ናይ ገዛእ ርእሶም ሓድሽ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ኬዳልዉ ዘድለዮም ደኣ ስለምንታይ እዩ፧