ናብ ትሕዝቶ ኺድ

“ተዓገሱ”! ናብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2023 ብኽብሪ ንዕድመካ

“ተዓገሱ”! ናብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር 2023 ብኽብሪ ንዕድመካ

ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝያዳ ትዕግስቲ የድልየና ኣሎ። ትዕግስቲ ግና እንታይ እያ፧ ንመዓልታዊ ህይወትናኸ ብኸመይ ክትጸልዎ ትኽእል፧ “ተዓገሱ”! ናብ ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2023 ብኽብሪ ንዕድመካ።