ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዑደት ቤት-ኤል

ቤት-ኤል ኢልና ኣብ እንጽውዖ ኣብያተ ጽሕፈትና ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ገሊኡ ኣብያተ ጽሕፈትና ብዘይ መራሕ ዑደት እዩ ዚግበር።

Tours Resumed: In many countries, we resumed tours of our branch offices on June 1, 2023. For details, contact the branch you would like to tour. Please do not visit if you test positive for COVID-19, display cold or flu-like symptoms, or have recently been exposed to someone who tested positive for COVID-19.

ደቡብ ኣፍሪቃ

ሓበሬታ ዑደት

ዑደት ሕዛእ

ሕዙእ ርአ ወይ ቀይር

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ

ምርኢት

ማእከል በጻሕቲ ኣባይቲ ቤት-ኤል። ኣብ ቤት-ኤል እንታይ ከም ዚግበርን ቤት-ኤል ንኣምልኾና ብኸመይ ከም ዚድግፍን እተፈላለየ ቪድዮታት ይርአ እዩ።

ማእከል በጻሕቲ ኽፍሊ ሕትመት 2። ቪድዮ ብዛዕባ ኣገዳስነት ዕዮ ትርጉምን ብዛዕባ እቲ ብቛንቋታት ዓዲ ዚግበር ሕትመት ጽሑፋትን የርኢ። ክልቲአን ሓተምትና ኺዓይያ ኸለዋ ብላዕሊ ዄንካ ኽትርኢ ዜኽእል ቦታ። ብእተወሰነ ቛንቋታት ዓዲ፡ ስም ኣምላኽ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ይጥቀሙሉ ኸም ዝነበሩ ዜጕልሕ ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ።

ማእከል በጻሕቲ ኽፍሊ ሕትመት 3። ኵሉ እቲ ኽፍሊ ምልኣኽ ጽሑፋትን እቲ ጽሑፋት ናበይ ከም ዚልኣኽን ክትርእየሉ እትኽእል ቦታ። ብዛዕባ ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽን ምልኣኽ ጽሑፋትን ሕታማት ኣውድዮ ቪድዮ ዚዳለወሉ መገድን ዘርኢ ቪድዮ።

ተወሳኺ ሓበሬታ። ካብ ሓደ ማእከል በጻሕቲ ናብቲ ኻልእ ማእከል በጻሕቲ ንመጓዓዝያ ዝዀና ኣውቶቡሳት ኣለዋ። በጻሕቲ ሒዞምዎ ንዝመጹ ምሳሕ ኣብ መናፈሻ ዀይኖም ኪምገብዎ ይኽእሉ እዮም።

ኣድራሻን ቍጽሪ ተሌፎንን

ኣንፈት ሓብር